![]() |

ማህደር ጀጋኑና
ኣብ ሃገርና ንዘመናት ሱር ሰዲዱ ዝፀነሐ ፀረ-ዲሞክራሲን ኣድላውን ስርዓት ንምውጋድ ህዝብታት ኢትዩጵያ ብዝተፈላለየ መልክዑ እናተቓለሱ ፀኒሖም እዩም፡፡ ብፍላይ ከዓ ዝያዳ ዓፈናን ወፀዓን ዝበፅሖ ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ ን17 ዓመታት ኣንፃር እቲ ስርዓት ዝመረረን ዝበልሓን ዕጥቃዊ ቃልሲ ብምክያድ መስዋእቲ ከፊሉ ኣካላት ኣጉዲሉ ነዚሓዚ ኣብ ሃገርና ተረኺቡ ዘሎ ሰላምን ዲሞክራሲን ኣብምምፃእ ዝለዓለ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱን መሪሕ ተርኡ ተፃዊቱን እዩ፡፡
ድሕሪ 17 ዓመት ዕጥቃዊ ቃልስን ድሕሪ ዓወትን እውን እንተኾነ ሃገርና ንዘጋጠማ ናይሻዕቢያ ወራር ኣብምምካት ህዝቢ ትግራይ ናይ ባዕሉ ዕዙዝ ተራ ተፃዊቱ እዩ፡፡ ምእንተ ሰላም፣ ዲሞክራሲን ልምዓትን ዕብየትን ክብሉ ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቁፀ„ ደቂ ህዝቢ መስዋእቲ ከፊሎም ካብ ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ንላዕሊ ድማ ለግለግ ኣካላቶም ከፊሎም ንዝተፈላለዩ ኣካላዊ መጉዳእቲ ተቓሊዖም እዩም፡፡ ናይዞም ትማሊ ኣብ ኩናት ብጅግንነት ታሪኽ እናሰርሑ ኣካሎም ዝጐደሉ ሃርበኛታት ሕሉፍ ኩነታትን ሓዚ ኣብናይ ልምዓትን ዲሞክራሲን ቃልሲ ዘለውም ኩነታት ዝድህስስ ማህደር ጀጋኑና ብዝብል ርእሲ ካብሕዚ ጀሚ„ ብቀፃልነት ክቐርብ እዩ ፅቡቕ ንባብ፡፡
1. ኣብርሃ/ቀጠፍ/(Jan.2008)
2. ብርሃኑ ሲኢኑ ንህዝቡ ዘብርህ ተቓላሳይ(2007)
3. ሸዊት ሸዊቱ(2007)

>> Mahder Jeganuna
Click here to see more stories about the veterans

ClicK here
to see
childrens
profiles

“I put in an application for a plot in some land being allocated by the municipality to disabled veterans”, she explains.
(Nov. 2007)
Read Story Of Amaresh

"When I was better I went back to fight and was wounded again, this time in my head",
(Jan. 2008)
Read Story Of Letensea
Copyright © 2006. Tigray Disabled Veterans Association all rights reserved