![]() |

ኣብርሃ /ቀጠፍ/
page 3
ኣብርሃ /ቀጠፍ/ ኣብ መጥሓን ስራሕ እኽሊ እናመዘነ
ኩነታት ሓዳር ኣብርሃ /ቀጠፍ/
ኣብርሃ /ቀጠፍ/ ብዓል ሓዳር እንትኾን ክልተ ደቁን ወላዲቱን ሓብሒቡ ናብርኡ ብኣግባቡ ይመርሕ ኣሎ፡፡
![]() |
|
|---|---|
| ኣብርሃ /ቀጠፍ/ ምስ ስድርኡ ኣብ መንበሪ ገዛኡ | |
ንቐፃሊ ካብዚ ዝበለፀ ናብራን ሂወትን ክህልዎ በርቲዑ ከምዝሰርሕ ዝገልፅ ኣብርሃ ካልኦት ጉዱኣት ኣሰሩ ክስዕቡ መንግስትን ዘይመንግስታዊ ኣካላት ብሓፈሻ ድማ ኩሉ ሕብረተሰብ ኣካል ድጋፍ ክገብረሎም ከምዝግባእ እዩ ዝሕብር፡፡
=========//===========




Copyright © 2006. Tigray Disabled Veterans Association all rights reserved